Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
18/10/1445 (26 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
 ን ጉባኤ ሽማግለ ጨንፈር በይ ኤርያ (&
أخبار

ን ጉባኤ ሽማግለ ጨንፈር በይ ኤርያ (ካሊፎርነያ)  ካላኣይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ብቕዳም 6 ሕዳር 2010 ኣብ Oakland ዝተኣከበ ሽማግለ ጨንፈር በይ ኤርያ ኣብ ዝሰርሓሎም ቤት ጽሕፈታት ኣተዂሩ ዘትዩ። ብመሰረት እቲ ኣብ ቀዳማይ ርክብ ዘጻፈፎም ቅርጺ ናይ ፖሎቲካውን ቁጠባውን ዚናውን ባህላውን ቤት ጽሕፈታቱ ዝዘተየ ሽማግለ መደባቱ ንምንጻር ብደቂቅ ፈቲሹ።

    Calaforneya 1.jpg  Calaforneya.jpg
እቲ ንመደባት ነውሰከፍ ቤት ጽሕፈታት ንምዕዋት ዝዘተየ ሺማግለ ስፊሕ ክትዓትን ሕቶን ሪኢቶን ዝፈጠረ ብምንባሩ ንጉባኤ ንምዕዋት ኣብ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ሙቆት ዝፈጠረሉ አዩ።

ክንዲ ዝኾነ ድማ እቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝግበር ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ማዕጾ ዓወት ንኸርሑ ብገአዛእ ፍትሓዊ ሓርነታዊ ህዝባዊ ኢዱ ዝኹሕኳሓሉ መድረክ ከም ዘደየበ ዘራጋግጽ አዩ።

   ሽማግለ ንጉባኤ ጨንፈር ካሊፎርነያ በይ ኤርያ ብፍላይ ነዚ ተመድቡ ዘሎ ጉባኤ ድማ ብሓፈሻ ንምዕዋት ቁጠባ መዳይ  ኣብ ገዛእ ሩእሱ ብምእማን መስርሕ ሓርነታዊ ቃልሲ እታ ሽማግለ ንቖጠባ ዝዕወተሉ ኑጹራት መደባት ቃልሲ ሰሪዑ።

      ሽማግለ ጉባኤ ጨንፈር በይ ኤርያ ኣብ ስርሑ ዝሕግዞ ማሕተም ሎጎ ኣብዚ ካላኣይ ርኩቡ ወሲኑ ኣሎ፤ ብዘይካ እዚ ዲሞኩራሲያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ከም ዘድሊ ኣሚኖም፤ምስቲ ጨንፈር ሽማግለ ሓቢርም ንዝቃለሱ ዜጋታት ዝኾውን መምልኢ ሰነድ (ፎሩም) እውን እቲ ሽማግለ ኣዳልዩ።

 እቲ ዝተዳለወ መምልኢ ሰነድ (ፎሩም) ን ኣብ ጉባኤ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ንምዕዋት ተሳታፍነቶም ንዘራጋግጹ ዜጋታት ዝሕግዝ ሰነድ ፎሩም አዩ።

   ኣብ መወዳእታ ድማ ሽማግለ ጉባኤ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ጨንፈር በይ ኤርያ ናይ ገዛእ ሩእሱ ጉጅለ ባህልን ስነ ጥበብን ኣቅሙ።

ቡኡ መጠን ድማ ብ ካብ ምዓስከር ኤርትራውያን ስደተኛታት ሸመልባ ኣብዚ ቀረባ ኣዋርሕ ናብ ኣመሪካ ዝኣተው መንእሰያት ሰብ ሞያ ጥበብ፤ ብጥበባዊ ብቕዓቶም ዘምስዩሉ ናይ ሙዚቃን ስነ ጹሑፍን ምኣዛ ዘስተማቅረሉ መድረኽ ንቀዳም ሕዳር 27/2010 ናይ ምሸት ኣብ Oakland ምስ ህዝቢ በይ ኤርያ ሙቁር ለይቲ ክሓድር ምዃኑ ኣራጋጊጹ ኣኼቡኡ ዛዚሙ።

   ዓወት ንመስርሕ ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ

    ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,437,683 وقت التحميل: 0.25 ثانية