Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
18/10/1445 (26 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ጸብጻብ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርት&#465
أخبار

Er Na Com Jan  2011.jpg

ጸብጻብ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ሎሚ ረቡዕ 16 መጋቢት 2011 ንካልኣይ ተኸታታሊ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተም ኣዲስ ኣበባ ቀጺሉ ውዒሉ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ነቲ ትማሊ ኣብ መኽፈቲ መዓልቲ ነቲ ብፈጻሚት ኣካል ኮሚሽን ተዳልዩ ዝቐረበ ሓፈሻዊ ጸብጻብ ድሕሪ ዓሚቕ ክትዓትን ምትዕርራይ ምግባሩን፣ ነቲ ጸብጻብ ብምሉኡ ኣጽዲቑዎ።

2ed metting ENCDC 3.jpg

ኣብ ዝሰዓበ ካልኣይ ክፍለ ግዜ ‘ውን፡ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ነቲ ብናይ ፖለቲካ ሽማግለ ዝተዳለወን ዝቐረበን ሰነዳት፣ ከም ሃገራዊ ፖሎቲካዊ ቻርተር ንመስጋግሪን ሓባሪ መስመርን (Road Map) መርሚሩን፡ ብህዱእ መንፈስ ንትሕዝቶ ነፍሲ-ወከፍ ድሕሪ ምምይያጥ በቢተራ ንቶም ሰነዳት ኣጽዲቑ የሕሊፍዎም፡፡  እቲ ውዕሎ ናይ ካልአይ ማዓልቲ ባዓወት ተዛዚሙ፡ ጽባሕ ኣብቲ ካልእ ኣጀንዳታቱ ክቕጽል’ዩ።

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቀትን ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ!!

ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን - ካብ ኣዳራሽ ኣኼባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

16 መጋቢት 2011

www.encdc.com

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,445,923 وقت التحميل: 0.23 ثانية